PM Abiy Ahmed Ali Source: AAPሓጸርቲ ጸብጻባት፥ ኣብ ምልእ ኢትዮጵያ ዝረአ ዘሎ ፖለቲካውን ዓሌታውን ፍልልያት ኣዝዩ ከምዘተሓሳስቦ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ገሊጹ። ሕብረት አውሮጳ ኣብ ክልል ትግራይ ናይ ሰብኣዊ ረዲኤት ከም መሳርሒ ኲናት ምጥቃም ደው ከብል ጸዊዑ። ሃገራዊ ምርጫ ኢትዮጵያ ንዘይተፈልጠ ዕለት ተናዊሑ።
ሓጸርቲ ጸብጻባት፥ ኣብ ምልእ ኢትዮጵያ ዝረአ ዘሎ ፖለቲካውን ዓሌታውን ፍልልያት ኣዝዩ ከምዘተሓሳስቦ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ገሊጹ። ሕብረት አውሮጳ ኣብ ክልል ትግራይ ናይ ሰብኣዊ ረዲኤት ከም መሳርሒ ኲናት ምጥቃም ደው ከብል ጸዊዑ። ሃገራዊ ምርጫ ኢትዮጵያ ንዘይተፈልጠ ዕለት ተናዊሑ።