Source: SBS TV“ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ዝርከብ መዓስከራት ስደተኛታት ኣትዩ ብዙሕ ንብረት ኣብሪሱን ራስዩን ደም ኣፍሲሱን ብዙሓት ስደተኛታት ናብ ኤርትራ ወሲዱን” ክብል ጋዜጣ ዘ ኒው ዮርክ ታይምስ ጸብጺቡ ኢትዮጵያን ሱዳንን ብዛዕባ ኣብ ዶብ ክሊኤን ሃገራት ተኸሲቱ ዘሎ ግጭት መግለጺ ኣውጺኤን። ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣብ ሃገሩ እናኸፍአ ብዝኸይድ ዘሎ ስቓይ ህዝቡ ዝስምዖ ዘሎ ቃንዛ ገሊጹ። ኣብ ኢትዮጵያ ዝፍጸም ዘሎ ዓሌታዊ መጥቃዕቲ ክምርመር ሕብረት ኣውሮጳ ጸዊዑ።
“ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ዝርከብ መዓስከራት ስደተኛታት ኣትዩ ብዙሕ ንብረት ኣብሪሱን ራስዩን ደም ኣፍሲሱን ብዙሓት ስደተኛታት ናብ ኤርትራ ወሲዱን” ክብል ጋዜጣ ዘ ኒው ዮርክ ታይምስ ጸብጺቡ ኢትዮጵያን ሱዳንን ብዛዕባ ኣብ ዶብ ክሊኤን ሃገራት ተኸሲቱ ዘሎ ግጭት መግለጺ ኣውጺኤን። ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣብ ሃገሩ እናኸፍአ ብዝኸይድ ዘሎ ስቓይ ህዝቡ ዝስምዖ ዘሎ ቃንዛ ገሊጹ። ኣብ ኢትዮጵያ ዝፍጸም ዘሎ ዓሌታዊ መጥቃዕቲ ክምርመር ሕብረት ኣውሮጳ ጸዊዑ።