እታ ባሕሪ ኣልቦ ኢትዮጵያ፡ ሓይሊ ባሕሪ ከተማዕብል መደብ ከምዘሎ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ናይ ግብጺ ፕረሲደንት ዓብደል ፋታሕ ኢል ሲሲ ነታ ሃገር ን 4 ዓመታት ክመርሓ ንካልኣይ ጊዜ ቃል ማሕላ ፈጺሙ። ኣብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣገባብ ኣቀባብራ ሬሳታት፣ ብምቅጻል ይዝውተር ከምዘሎ ተፈሊጡ፡፣
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends