ፕረዚደንት ፖል ካጋመ ፈተነ ቅትለት አብ ልዕሊ መራሕቲ ኢትዮጵያን ዚምባብወን ይኹንን፡ ኢትዮጵያ ንሰለስተ ዕጡቓት ጉጅለታት ካብ ዝርዝር አሸበርቲ ተውጽእ፡ ፍልይቲ መርማሪት ውሕሃ አብ ኩነታት ሰብአዊ መሰላት ኤርትራ ሸይላ ኪታሩት ናይ መወዳእታ ጸብጻባ አቕሪባ፡ አብ ኤርትራ ኣነ ስርሐይ ካብ ዝጅምር ክሳብ ሕጂ ለውጢ ዝበሃል አይረአኹን ኢላ፡
Share

Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends

