SKIP TO MAIN CONTENT

ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን (9 ሓምለ 2018)

Horn of Africa News (July 9, 2018)
Source: UN Twitter Glocal Khader Ethiosports

ምብጻሕ ቀ/ሚ አቢይ አሕመድ ናብ አስመራ፡ መስመር ቴሌፎን ኢትዮጵያ ኤርትራ ንፈለማ ግዜ ተኸፊቱ፡ አረጋዊ በርሀን ካልኦት ገዳይም ተጋደልትን መጸዋዕታ ቀ/ሚ አቢይ አሕመድ ተቀቢሎም አዲስ አበባ አትዮም፡ ዕድመ ስራሕ ፍልይቲ ልኡኽ ውሕሃ አብ ጉዳይ ኤርትራን ብሓደ ዓመት ተናዊሑ፡ ባጀት ኢትዮጵያ ጸዲቁ፡ ዳያስፖራ ክሕግዙ ማዕከን ሕሳብ ተኸፊትሎም፡ ዝተጀመሩ ዓበይቲ ፕሮጀክታት ንምፍጻም 7.5 ቢ ዶላር ተሓቲቱ፡ ዝመጽእ ዓመት ዝጅመሩ ግን የለውን ተባሂሉ፡

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ምብጻሕ ቀ/ሚ አቢይ አሕመድ ናብ አስመራ፡ መስመር ቴሌፎን ኢትዮጵያ ኤርትራ ንፈለማ ግዜ ተኸፊቱ፡ አረጋዊ በርሀን ካልኦት ገዳይም ተጋደልትን መጸዋዕታ ቀ/ሚ አቢይ አሕመድ ተቀቢሎም አዲስ አበባ አትዮም፡ ዕድመ ስራሕ ፍልይቲ ልኡኽ ውሕሃ አብ ጉዳይ ኤርትራን ብሓደ ዓመት ተናዊሑ፡ ባጀት ኢትዮጵያ ጸዲቁ፡ ዳያስፖራ ክሕግዙ ማዕከን ሕሳብ ተኸፊትሎም፡ ዝተጀመሩ ዓበይቲ ፕሮጀክታት ንምፍጻም 7.5 ቢ ዶላር ተሓቲቱ፡ ዝመጽእ ዓመት ዝጅመሩ ግን የለውን ተባሂሉ፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now