SKIP TO MAIN CONTENT

ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን (3 መስከረም 2018)

Horn of Africa
Source: AAP (SBS)

ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ክትገብሮ ዝጸንሀት ወፍሪ ኣኽሳሪ ከይኮና ትሰግእ። ሚንስተራት ወጻኢ ራሻን ኤርትራን ተራኺቦም፥ ራሻ ኣብ ወደባት ኤርትራ ከተውፍር መደብ ከምዘለዋ ተገሊጹ። ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ሓባራዊ ሓይሊ ጸጥታ ዶብ ክገብራ ተሰማሚዐን።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ክትገብሮ ዝጸንሀት ወፍሪ ኣኽሳሪ ከይኮና ትሰግእ። ሚንስተራት ወጻኢ ራሻን ኤርትራን ተራኺቦም፥ ራሻ ኣብ ወደባት ኤርትራ ከተውፍር መደብ ከምዘለዋ ተገሊጹ። ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ሓባራዊ ሓይሊ ጸጥታ ዶብ ክገብራ ተሰማሚዐን።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now