Source: Getty Imagesኣርእስታት፥ ኢስማኤል ዑመር ጉሌ ብ98% ኣብ ናይ ጅቡቲ ፕረሲደንታዊ ምርጫ ተዓዊቱ ተባሂሉ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ንጉዳዩ ኣብ ዓለማዊ መድረኽ ዘስምዕሉ(ሎቢ ዝገብርሉ) ኣማኢት ኣሻሓት ዶላራት ይኸፍል። ኣብ ሶማሊያ ብነፍሰ ቅትለት መጥቃዕቲ 6 ክቕተሉከለዉ 7 ቆሲሎም። መራሕቲ ግብጽን ቱኒዝያን ብዛዕባ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ዘትዮም። ግብጽን ሱዳንን ሰብ ሞያ ከቕርባ ኢትዮጵያ ጸዊዓ።
ኣርእስታት፥ ኢስማኤል ዑመር ጉሌ ብ98% ኣብ ናይ ጅቡቲ ፕረሲደንታዊ ምርጫ ተዓዊቱ ተባሂሉ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ንጉዳዩ ኣብ ዓለማዊ መድረኽ ዘስምዕሉ(ሎቢ ዝገብርሉ) ኣማኢት ኣሻሓት ዶላራት ይኸፍል። ኣብ ሶማሊያ ብነፍሰ ቅትለት መጥቃዕቲ 6 ክቕተሉከለዉ 7 ቆሲሎም። መራሕቲ ግብጽን ቱኒዝያን ብዛዕባ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ዘትዮም። ግብጽን ሱዳንን ሰብ ሞያ ከቕርባ ኢትዮጵያ ጸዊዓ።