SKIP TO MAIN CONTENT

ዋጋታት ኣባይቲ ይጎድል ኣሎ፡ ካብቲ ቅድሚ ኮቪድ ዝነበረ ዋጋ ግና ዝለዓለ እዩ።

BUDGET 2022 HOUSING STOCK
ረቡዕ 26 ጥቅምቲ 2022 ፡ ኣብ ማርስደን ፓርክ ፡ ኣብ ምዕራብ ሲድኒ ፡ ሓድሽ ህንጸት ኣባይቲ ። ኣውስትራሊያውያን ናብ ናይ ገዛ ዕዳጋ ንምእታው ይቃለሱ ብናይ ፈደራል ባጀት ዝተኻተተ ናይ 350 ሚሊዮን ዶላር ናይ መንበሪ ገዛ ውጥን ክጥቀሙ ይጽበዩ ። (AAP Image/Dan Himbrechts) NO ARCHIVING Source: AAP / DAN HIMBRECHTS/AAPIMAGE

እዋናዊ ጸብጻብ ዋጋታት ኣባይቲ ፡ ዋጋ ምዕዳግ ገዛ ኣብ መላእ ሃገር ብመጠኑ ኣንቈልቊሉ ከምዘሎ ይሕብር ። ይኹን እምበር ፡ እዚ ኣብ ቀረባ ግዜ ዝወጸ ኣሃዛት ንተኻረይቲ ወይ ግዳም ሓደር ዝዀኑ ብዙሕ ዘዕርፎም ኣይኮነን ። እዚ ትሕዝቶ ነዚ ክምልከት እዩ።

Published

By Deborah Groarke

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

እዋናዊ ጸብጻብ ዋጋታት ኣባይቲ ፡ ዋጋ ምዕዳግ ገዛ ኣብ መላእ ሃገር ብመጠኑ ኣንቈልቊሉ ከምዘሎ ይሕብር ። ይኹን እምበር ፡ እዚ ኣብ ቀረባ ግዜ ዝወጸ ኣሃዛት ንተኻረይቲ ወይ ግዳም ሓደር ዝዀኑ ብዙሕ ዘዕርፎም ኣይኮነን ። እዚ ትሕዝቶ ነዚ ክምልከት እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now