ኣብ ትግራይ ኣካረይቲ ፍርቂ ዋጋ ገዛ ክራይ ከኽፍሉ መንግስቲ ደንጊጉ

Source: Twitter
ጸብጻባት ዜና (30/03/20) * ኣብ ኢትዮጵያ በዝሒ ብኮሮና ከም ዝተትሓዙ ዝተረጋገጸ ሰባት 21 ከም ዝበጸሐ ተሓቢሩ። * መንግስቲ ትግራይ ሕማም ኮሮና ንምክልኻል ተወሰኽቲ ውሳነታት ኣሕሊፉ። * ኣብ ኤርትራ 1.2 ሚልዮን ዓመታት ዝዕድሚኦም ምልክታት ታሪኽን ስልጣነታትን ተረኺቦም
Share
Source: Twitter
SBS World News