'For sale' signs are seen outside an apartment block in Canberra, Thursday, May 17, 2018. (AAP Image/Lukas Coch) NO ARCHIVING Credit: AAPIMAGEልዕሊ መጠን ክብሪ ዋጋታት ኣባይቲ ፡ ነቲ ሰለስተ ሳዕ ዝተገብረ ምጉዳል መጠን ወለድ ንሓደስቲ ዓደግቲ ከርብሖም ከምዘይከኣለ ሓድሽ ሓበሬታ ገሊጹ ። ኣብ ኩለን ርእሰ-ከተማታት ዋጋ ክራይ ኣባይቲ ይውስኽ ኣሎ ፡ እዚ ድማ ዝያዳ ኣውስትራሊያዊያን ብሓንሳብ እኩብ ስድራቤታት ክምስርቱ ወይ ናብ ስድራቤቶም ክምለሱ ይገብር ኣሎ ። እዚ ዝስዕብ ጸብጻብ እቲ እናወሰኸ ዝኸይድ ዘሎ ዋጋታት ኣባይቲ፡ ኣብ 2026 መጠን ወለድ ክውስኽ ከም ዝኽእልል ክኢላታት ስነ ቝጠባ ኺንበዩ ገይርዎም ኣሎ ።
Published
By Sydney Lang
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ልዕሊ መጠን ክብሪ ዋጋታት ኣባይቲ ፡ ነቲ ሰለስተ ሳዕ ዝተገብረ ምጉዳል መጠን ወለድ ንሓደስቲ ዓደግቲ ከርብሖም ከምዘይከኣለ ሓድሽ ሓበሬታ ገሊጹ ። ኣብ ኩለን ርእሰ-ከተማታት ዋጋ ክራይ ኣባይቲ ይውስኽ ኣሎ ፡ እዚ ድማ ዝያዳ ኣውስትራሊያዊያን ብሓንሳብ እኩብ ስድራቤታት ክምስርቱ ወይ ናብ ስድራቤቶም ክምለሱ ይገብር ኣሎ ። እዚ ዝስዕብ ጸብጻብ እቲ እናወሰኸ ዝኸይድ ዘሎ ዋጋታት ኣባይቲ፡ ኣብ 2026 መጠን ወለድ ክውስኽ ከም ዝኽእልል ክኢላታት ስነ ቝጠባ ኺንበዩ ገይርዎም ኣሎ ።
Check out our podcast collection here