Looking out for each other is one of the best way to manage allergy in school and care Source: Getty / Getty Images/skynesherኣውስትራልያ ኣብ ዓለም ሓንቲ ካብ’ተን ዝለዓለ መጠን ካብ መግቢ ዘይምስምማዕ ዝለዓል ቁጥዐ ኣካላት/ኣለርጂ መግቢ ዘለወን ሃገራት’ያ። ብመሰረት በዓል መዚ መግቢ NSW (ኒው ሳውዝ ዌልስ)፡ ኣለርጂ መግቢ ኣብ’ዚ ሕጂ እዋን ኣብ ኣውስትራልያ ንሓደ ካብ 10 ዕሸላትን ከባቢ 2 ካብ 100 በጽሒን የጥቅዕ። ኣለርጂን ከቢድ ቁጥዐ ኣካላት/ኣናፊላክሲስን ዘለዎም ህጻናት ናብ ትምህርቲ ምልኣኽ ንብዙሓት ወለዲ ዘሻቕል ክኸውን ይኽእል’ዩ፡ ብፍላይ እቶም ሓደስቲ ናብ ኣውስትራልያ ዝመጹ፡ ብዛዕባ’ቶም ዝስራሓሎም ስርዓታትን መምርሕታትን ኣፍልጦ ዘይብሎም ክኾኑ ይኽእሉ።
Published
Updated
By Yumi Oba
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣውስትራልያ ኣብ ዓለም ሓንቲ ካብ’ተን ዝለዓለ መጠን ካብ መግቢ ዘይምስምማዕ ዝለዓል ቁጥዐ ኣካላት/ኣለርጂ መግቢ ዘለወን ሃገራት’ያ። ብመሰረት በዓል መዚ መግቢ NSW (ኒው ሳውዝ ዌልስ)፡ ኣለርጂ መግቢ ኣብ’ዚ ሕጂ እዋን ኣብ ኣውስትራልያ ንሓደ ካብ 10 ዕሸላትን ከባቢ 2 ካብ 100 በጽሒን የጥቅዕ። ኣለርጂን ከቢድ ቁጥዐ ኣካላት/ኣናፊላክሲስን ዘለዎም ህጻናት ናብ ትምህርቲ ምልኣኽ ንብዙሓት ወለዲ ዘሻቕል ክኸውን ይኽእል’ዩ፡ ብፍላይ እቶም ሓደስቲ ናብ ኣውስትራልያ ዝመጹ፡ ብዛዕባ’ቶም ዝስራሓሎም ስርዓታትን መምርሕታትን ኣፍልጦ ዘይብሎም ክኾኑ ይኽእሉ።