SKIP TO MAIN CONTENT

መሰል ሃይማኖት ኣብ ቦታ ስራሕ ብኸመይ እዩ ዝኽበር?

International legislation protects in Australia the right to manifest in public one’s religion or belief in worship, observance, practice, and teaching.
Credit: Source: Moment RF / Mayur Kakade/Getty Images

ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ቦታ ስራሕ ሃይማኖት መሰረት ዝገበረ ኣድልዎ ንምክልኻል ዝወጹ ሕጊታት ካብ ግዝኣት ናብ ግዝኣት ይፈላለዩ እዮም ። ኣብ ገሊኡ መዳያት ፡ ሓደ ሰራሕተኛ ሃይማኖቱ ንኺፍጽም ዘለዎ ናጽነት ዚዕግተሉ ሕጋዊ ምኽንያት ክህሉ ይኽእል እዩ ። ነቲ ጥርዓን ናብ ዝምልከቶ ኣካል ከተቕርቦ ወይ ነቲ ጕዳይ ብሕጋዊ መገዲ ክትከታተሎ እንተ ሓሲብካ ፡ ኣብ ስራሕ ሃይማኖታዊ ኣድልዎ እንተ ኣጋጢሙካ ፡ ኣማራጺታትካ ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ ።

Published

By Zoe Thomaidou

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ቦታ ስራሕ ሃይማኖት መሰረት ዝገበረ ኣድልዎ ንምክልኻል ዝወጹ ሕጊታት ካብ ግዝኣት ናብ ግዝኣት ይፈላለዩ እዮም ። ኣብ ገሊኡ መዳያት ፡ ሓደ ሰራሕተኛ ሃይማኖቱ ንኺፍጽም ዘለዎ ናጽነት ዚዕግተሉ ሕጋዊ ምኽንያት ክህሉ ይኽእል እዩ ። ነቲ ጥርዓን ናብ ዝምልከቶ ኣካል ከተቕርቦ ወይ ነቲ ጕዳይ ብሕጋዊ መገዲ ክትከታተሎ እንተ ሓሲብካ ፡ ኣብ ስራሕ ሃይማኖታዊ ኣድልዎ እንተ ኣጋጢሙካ ፡ ኣማራጺታትካ ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now