Credit: mikimad/Getty Imagesኣብዚ ፍሉይ ትሕዝቶ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ፡ ንውሉዳትን ከነዕብዮም ከለና ፡ ኣኽብሮት ዘለዎም መጻምድቲ ምእንቲ ክዀኑ ብኸመይ ክንሕግዞም ከም እንኽእል ኽንርእይ ኢና ። ብዛዕባ እዚ ጕዳይ እዚ ናይ ብሕቶም ተመኩሮን ዓሚቝን ኣረኣእያ ዘለዎም ሰለስተ ኣጋይሽ ክትረክብ ኢኻ ። ወላዲ ኩን ኣባል ስድራ ቤት ፡ ምስ መንእሰያት ብዛዕባ ኣኽብሮት እንታይ ከም እትደልን ብኸመይን ስለምንታይን ከም እትዘራረብን ካብዚ ምምሃር ይከኣል እዩ ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ኣብዚ ፍሉይ ትሕዝቶ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ፡ ንውሉዳትን ከነዕብዮም ከለና ፡ ኣኽብሮት ዘለዎም መጻምድቲ ምእንቲ ክዀኑ ብኸመይ ክንሕግዞም ከም እንኽእል ኽንርእይ ኢና ። ብዛዕባ እዚ ጕዳይ እዚ ናይ ብሕቶም ተመኩሮን ዓሚቝን ኣረኣእያ ዘለዎም ሰለስተ ኣጋይሽ ክትረክብ ኢኻ ። ወላዲ ኩን ኣባል ስድራ ቤት ፡ ምስ መንእሰያት ብዛዕባ ኣኽብሮት እንታይ ከም እትደልን ብኸመይን ስለምንታይን ከም እትዘራረብን ካብዚ ምምሃር ይከኣል እዩ ።