ስካሞርከስ ወይ መታለልቲ ናይ ኦንላይን ኣብ እዋን ለበዳ ኮቪድ-19 ንፍርሒ ሰባት ንረብሓኦም ከምዝውዕል ይጥቀምሉ ኣለዉ ። እቲ ልሙድ ምትላል ፡ ብሕታዊ ሓበሬታ ንምርካብ ፡ ብኦንላይን ዝግበር ዕዳጋ ፡ ከምኡ እውን ናይ ጥሮታ ገንዘብ የጠቓልል ። ኣብዚ ትሕዝቶ ነቲ ምትላል ከመይ ከምትፈልጦን ብኸመይ ንርእስኻ ትከላኸልን ዝገልጽ እዩ ።
Share
LIVE, FREE and EXCLUSIVE

How can you protect yourself from COVID-19 scams Source: Getty Images
Published
Source: SBS
Share this with family and friends

