Mjasiriamali asimama mbele ya duka lake Source: Getty Imagesንኡስ ናይ ንግዲ ዋኒን ወይ ቢዝነስ ምጅማር ዘሐጕስ ነገር እኳ እንተ ኰነ ፡ ብዙሕ ብድሆታት ግን ኣለዎ ። ነዚ መስርሕ እዚ ብኸመይ ከም እተቕልሎን ብዝያዳ ፍረ ጻማ ከም እትረኽበሉን እስከ ንርአ ።
ንኡስ ናይ ንግዲ ዋኒን ወይ ቢዝነስ ምጅማር ዘሐጕስ ነገር እኳ እንተ ኰነ ፡ ብዙሕ ብድሆታት ግን ኣለዎ ። ነዚ መስርሕ እዚ ብኸመይ ከም እተቕልሎን ብዝያዳ ፍረ ጻማ ከም እትረኽበሉን እስከ ንርአ ።