ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ምስ ኣሕተሙ ወይ ፓብሊሽ ምስገበሩ ፡ ብሓፈሻኡ ከም ስነ-ጽሑፍ ፡ ድራማታት ፡ ሙዚቃውን ስነ-ጥበባውን ዕዮኦም ብመሰል ዋንነት ወይ ኮፒ ራይት መሰል ይህሉ ። Credit: Yui Mok/PAብዘይፍቓዶም ናይ ካልእ ሰብ ቪድዮ ወይ ሙዚቃ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ኣካፊልኩም ትፈልጥዶ ? እዚ ብምግባር ሕጊ መሰል ዋንነት እትጥሕስሉ ኣጋጣሚታት ክህሉ ይኽእ እዩ ። ሕጊ መሰል ዋንነት ነቲ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ክንጥቀመሉ እንኽእልን እንካፈሎን ነገራት ይድርት እዩ ። ነቲ ሕጊ መሰል መሰል ዋንነት ብኸመይ ከም እተተግብሮ ምርዳእ ፡ ሕማቕ ኵነታትን ከቢድ ሳዕቤናትን ንኸየጋጥመካ ዝሕግዘካ እዩ ።
Published
By Melissa Compagnoni
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ብዘይፍቓዶም ናይ ካልእ ሰብ ቪድዮ ወይ ሙዚቃ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ኣካፊልኩም ትፈልጥዶ ? እዚ ብምግባር ሕጊ መሰል ዋንነት እትጥሕስሉ ኣጋጣሚታት ክህሉ ይኽእ እዩ ። ሕጊ መሰል ዋንነት ነቲ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ክንጥቀመሉ እንኽእልን እንካፈሎን ነገራት ይድርት እዩ ። ነቲ ሕጊ መሰል መሰል ዋንነት ብኸመይ ከም እተተግብሮ ምርዳእ ፡ ሕማቕ ኵነታትን ከቢድ ሳዕቤናትን ንኸየጋጥመካ ዝሕግዘካ እዩ ።