A male camera operator is filming him. Selective focus. Credit: bluecinema/Getty Images Credit: bluecinema/Getty Imagesነጻነት ፕረስን ዝተፈላለየ ዓይነት መራኸቢ ብዙሃን ኣገዳሲ መለለዪ ጥዑይ ዲሞክራሲያዊ ስርዓት እዩ ። ኣብዚ ከምዚ ሃዋሁ ብዘይምትእትታው ካብቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ መንግስቲ ዜጋታትን ጋዜጠኛታትን ሓሳቦም ብናጻ ናይ ምግላጽን ሓበሬታ ናይ ምርካብን ስልጣን ኣልዎም ። ዋላኳ ሕገ-መንግስቲ ንናጽነት ፕረስ ውሕስነት ዘይህብ እንተዀነ: ኣውስትራልያ ግን ካብተን ኣብ ዓለም ነጻ ፕረስ ፍሪደም ኢንደክስ ካብ ዝለዓላ 29 ሃገራት ሓንቲ እያ ። እሞኸ መዲያ ኣብ ዲሞክራሲ እንታይ ግደ እዩ ዘለዎ ? ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ንግዲ መራኸቢ ብዙሃንን ብህዝቢ ዝምወላ መዲያታት ፍልልያትን እንታይ እዩ?
Published
By Claudianna Blanco
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ነጻነት ፕረስን ዝተፈላለየ ዓይነት መራኸቢ ብዙሃን ኣገዳሲ መለለዪ ጥዑይ ዲሞክራሲያዊ ስርዓት እዩ ። ኣብዚ ከምዚ ሃዋሁ ብዘይምትእትታው ካብቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ መንግስቲ ዜጋታትን ጋዜጠኛታትን ሓሳቦም ብናጻ ናይ ምግላጽን ሓበሬታ ናይ ምርካብን ስልጣን ኣልዎም ። ዋላኳ ሕገ-መንግስቲ ንናጽነት ፕረስ ውሕስነት ዘይህብ እንተዀነ: ኣውስትራልያ ግን ካብተን ኣብ ዓለም ነጻ ፕረስ ፍሪደም ኢንደክስ ካብ ዝለዓላ 29 ሃገራት ሓንቲ እያ ። እሞኸ መዲያ ኣብ ዲሞክራሲ እንታይ ግደ እዩ ዘለዎ ? ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ንግዲ መራኸቢ ብዙሃንን ብህዝቢ ዝምወላ መዲያታት ፍልልያትን እንታይ እዩ?
Check out our podcast collection here