ለበዳ ኮቪድ19 ንህጻናት ከመይ ጌርና ነረድኦም?09:19ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛFollow and SubscribeFollow and SubscribeFollow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (17.07MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and Android Source: AAPምስ ዘየቋርጽ ዋሕዚ ዜና ብዛዕባ ኮሮናቫይረስ ብዙሓት ወለዲ ንዕኦም፡ ንዝፈትውዎም ሰባትን ንማሕበረሰቦምን ዝልህዎ ጽልዋ የፍርሖም። ክኢላታት ግን ዓበይቲ ብዛዕባ ኮቪድ19 ክዛረቡ እንከለው ንህጻናት ኣድላዪ ዘይኮነ ፍርሒ ከየሕድርሎም ፍሉይ ጥንቃቐ ክገብሩ ይሕብሩ። ክኢላታት ስነኣእምሮ ነዚ ለበዳ ህጻናት ብዝበለጸ ክርድኡ ንምሕጋዞም ዓበይቲ ክገብርዎም ዘለዎም ገለ ነገራት ኣለው ይብሉ።Follow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (17.07MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidPublished 26 March 2020 7:49pmSource: SBSSkip to podcast episode contentShare this with family and friendsCopy linkShareምስ ዘየቋርጽ ዋሕዚ ዜና ብዛዕባ ኮሮናቫይረስ ብዙሓት ወለዲ ንዕኦም፡ ንዝፈትውዎም ሰባትን ንማሕበረሰቦምን ዝልህዎ ጽልዋ የፍርሖም። ክኢላታት ግን ዓበይቲ ብዛዕባ ኮቪድ19 ክዛረቡ እንከለው ንህጻናት ኣድላዪ ዘይኮነ ፍርሒ ከየሕድርሎም ፍሉይ ጥንቃቐ ክገብሩ ይሕብሩ። ክኢላታት ስነኣእምሮ ነዚ ለበዳ ህጻናት ብዝበለጸ ክርድኡ ንምሕጋዞም ዓበይቲ ክገብርዎም ዘለዎም ገለ ነገራት ኣለው ይብሉ።ShareLatest podcast episodes50:15ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (13 ነሓሰ 2026)podcast episode50 minutes 15 seconds35:48"ካብ ዓደይ ካብ ዝወጽእ ነዊሕ'ዩ ኮይኑ፡ ንትግራይ ግና ብዝኾነት ሃገር ክልውጣ ኣይክእል እየ፣" ን 40 ዓመታት ኣብ ኣውስትራሊያ ዝተቐመጠ ኣቶ ብርሃነ ሓድጉ።podcast episode35 minutes 48 seconds09:44ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (13 ነሓሰ 2026)podcast episode9 minutes 44 seconds10:59ሓይልታት ህጹጽ ደገፍ ሱዳን (RSF) ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዶባዊት ከተማ ተዳቡ መጥቃዕቲ ከፊቱ። (ጸብጻብ)podcast episode10 minutes 59 seconds