Dial Triple Zero (000) in a medical emergency from anywhere in Australia. Credit: Getty Images/Jenny Evansኣብ ኣውስትራልያ ኣብ ግዜ ሕክምናዊ ሓደጋ ወይ ጸገም እቲ ዝቐልዕጠፈ ኣገባብ ኣምቡላንስ ዝርከበሉ 000 ወይ ትሪፕል ዜሮ ብምድዋል’ዩ። ኣብ ናይ ሎሚ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ ኣብ ኩሎም ግዝኣታትን ምምሕዳራዊ ዶባትን ኣምቡላንስ ብኸመይን መዓስን ንጽውዕ ከምኡ’ውን መን’ዩ ነቲ ወጻኢታት ዝሽፍኖ ክንምልከት ኢና።
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣብ ኣውስትራልያ ኣብ ግዜ ሕክምናዊ ሓደጋ ወይ ጸገም እቲ ዝቐልዕጠፈ ኣገባብ ኣምቡላንስ ዝርከበሉ 000 ወይ ትሪፕል ዜሮ ብምድዋል’ዩ። ኣብ ናይ ሎሚ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ ኣብ ኩሎም ግዝኣታትን ምምሕዳራዊ ዶባትን ኣምቡላንስ ብኸመይን መዓስን ንጽውዕ ከምኡ’ውን መን’ዩ ነቲ ወጻኢታት ዝሽፍኖ ክንምልከት ኢና።