Credit: Moment RF / Sutthichai Supapornpasupad/Getty Imagesኣብ ዝሓለፈ ዓመት ጥራይ ኣውስትራልያውያን ልዕሊ 3200 ብናይ ፍቕሪ ስካም ወይ ምትላል ከም ዘጋጠሞምን ብሰንኩ ድማ ልዕሊ 23 ሚልዮን ዶላር ኣብ ኢድ ኣታለልቲ ከም ዝወደቐን ጸብጻባት ይሕብሩ ። መታለልቲ ወይ ስካመራት ኣስራርሓኦም ኣብዝራቐቐሉ ዝለዉ ፍቕሪ ዝደሊ ዘበለ ኵሉ ድማ ኣብ ውዲቶም ብቐሊሉ ክወድቁ ይኽእል እዩ ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ትሕዝቶና ብዛዕባ ስካመራት/መታለልቲ ከመይ ከምዝሰርሑ ፤ እቶም ክትጥንቀቐሎም ዝግባእ ቀይሕ መስመራትን ፤ ግዳይ ናይ ፍቕሪ ስካም እንተኾይንካ እንታይ ክግበር ከምዘሎካ ክግለጽ እዩ ።
Published
By Audrey Bourget
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ጥራይ ኣውስትራልያውያን ልዕሊ 3200 ብናይ ፍቕሪ ስካም ወይ ምትላል ከም ዘጋጠሞምን ብሰንኩ ድማ ልዕሊ 23 ሚልዮን ዶላር ኣብ ኢድ ኣታለልቲ ከም ዝወደቐን ጸብጻባት ይሕብሩ ። መታለልቲ ወይ ስካመራት ኣስራርሓኦም ኣብዝራቐቐሉ ዝለዉ ፍቕሪ ዝደሊ ዘበለ ኵሉ ድማ ኣብ ውዲቶም ብቐሊሉ ክወድቁ ይኽእል እዩ ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ትሕዝቶና ብዛዕባ ስካመራት/መታለልቲ ከመይ ከምዝሰርሑ ፤ እቶም ክትጥንቀቐሎም ዝግባእ ቀይሕ መስመራትን ፤ ግዳይ ናይ ፍቕሪ ስካም እንተኾይንካ እንታይ ክግበር ከምዘሎካ ክግለጽ እዩ ።
Check out our podcast collection here