Credit: Credit: JulieanneBirch/Getty Imagesኣብ ኣውስትራሊያ ገዛ ምስራሕ ናይ ብዙሓት ሰባት ሕልሚ ወይ ራእይ እዩ ፡ እዚ ሕልሚ ተግባራዊ ንምግባር ግን እንታይ ኣገደስቲ ስጕምትታት እዮም ዘድልዩ ። ዝጸንሐ ቤት ምዕዳግ ቀሊል ዝመስል እኳ እንተ ኰነ ፡ መሬት ንምዕዳግን ቤትካ ንምህናጽን ዝግበር መስርሕ ብጥንቃቐ መደብ ምውጻእን ኣብ ግምት ምእታውን ዝሓትት እዩ ። ኣብ ኣውስትራሊያ መንበሪ ገዛኻ ንምህናጽ ዝድለዩ ስጉምትታት ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባአ ኣብ ኣውስትራሊያ ተገሊጹ ኣሎ ።
Published
By Afnan Malik
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ኣብ ኣውስትራሊያ ገዛ ምስራሕ ናይ ብዙሓት ሰባት ሕልሚ ወይ ራእይ እዩ ፡ እዚ ሕልሚ ተግባራዊ ንምግባር ግን እንታይ ኣገደስቲ ስጕምትታት እዮም ዘድልዩ ። ዝጸንሐ ቤት ምዕዳግ ቀሊል ዝመስል እኳ እንተ ኰነ ፡ መሬት ንምዕዳግን ቤትካ ንምህናጽን ዝግበር መስርሕ ብጥንቃቐ መደብ ምውጻእን ኣብ ግምት ምእታውን ዝሓትት እዩ ። ኣብ ኣውስትራሊያ መንበሪ ገዛኻ ንምህናጽ ዝድለዩ ስጉምትታት ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባአ ኣብ ኣውስትራሊያ ተገሊጹ ኣሎ ።