ድሕሪ ስሩዕ ትምህርቲ ወይ ጎድኒ ጎድኑ ዝወሃብ ተወሳኺ ወይ ሓገዝ ትምህርቲ ወይ Tutoring ዓቢይን እናዓበየ ዝኸይድ ዘሎን ጽላት ኣብ ኣውስትራልያ'ዩ፡ ልዕሊ 80ሽሕ ኣብ'ዚ ዝተዋፈሩ ወይ ሓገዝቲ መምሃራን (tutors) ኣብ መላእ ሃገር ኣለዉ። ሓደስቲ መጻእቲ ስድራቤታት ብዙሕ ግዜ ኣብ'ዚ ብዙሕ ገንዘብ የፍስሱ። እንተኾነ ግን ብሓቂ ካብ'ዚ ንክንጥቀምን ኣወንታዊ ተሞክሮ ንምፍጣርን፡ ቅኑዕ ወይ ልክዕ ዝኾነ ሓጋዚ መምህር (tutor) ንደቅኹም ምርካብ ኣገዳሲ'ዩ።

W


ንዝያዳ ጠቐምቲ ሓበሬታታትን ምኽርታትን ብዛዕባ ምልምማድ ናብ ሓድሽ ህይወትኩም ኣብ ኣውስትራልያ Australia Explained podcast ተኸተሉ ወይ ሳብስክራይብ ግበሩ። ዝኾነ ሕቶ ወይ ንኣርእስቲ ዝኾኑ ሓሳባት ኣለውኹም ድዮም፧ ናብ australiaexplained@sbs.com.au ኢመይል ለኣኹልና።
Share






