Credit: Maskot/Getty Images/Maskotውሑስን ንኹሉ ክፉት ዝኾነ ናይ ትምህርቲ ሃዋህው ምድላው ናይ ኩሉ ማሕበረ ሰብ ቤት ትምህርቲ ቀንዲ ተልእኾ እዩ ። ኰይኑ ግና ፡ ወለዲ ውሉዶም ኣብ ቤት ትምህርቲ ኺድንደን ወይ ቡሊ ክኸውን ከሎ እንታይ ክገብሩ ኣለዎም ? እቲ ምንሻው ብ ኦንላይን እንተ ኣጋጢሙኸ እንታይ ስጕምትታት ክወስዱ ኣለዎም ? ነዚ ሕቶታት እዚ ንምምላስ ፡ ኣብ ትምህርቲ ፡ ስነ-ኣእምሮ ፡ ከምኡ "ውን ኣብ ኢንተርነት ዝርከቡ ክኢላታት ፡ እዋናዊ ምኽሪን ልቦናን ክህቡና ሓቲትና ዝረኸብናዮ መልሲ ሒዝና ቀሪብና ኣለና ።
Published
By Zoe Thomaidou
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ውሑስን ንኹሉ ክፉት ዝኾነ ናይ ትምህርቲ ሃዋህው ምድላው ናይ ኩሉ ማሕበረ ሰብ ቤት ትምህርቲ ቀንዲ ተልእኾ እዩ ። ኰይኑ ግና ፡ ወለዲ ውሉዶም ኣብ ቤት ትምህርቲ ኺድንደን ወይ ቡሊ ክኸውን ከሎ እንታይ ክገብሩ ኣለዎም ? እቲ ምንሻው ብ ኦንላይን እንተ ኣጋጢሙኸ እንታይ ስጕምትታት ክወስዱ ኣለዎም ? ነዚ ሕቶታት እዚ ንምምላስ ፡ ኣብ ትምህርቲ ፡ ስነ-ኣእምሮ ፡ ከምኡ "ውን ኣብ ኢንተርነት ዝርከቡ ክኢላታት ፡ እዋናዊ ምኽሪን ልቦናን ክህቡና ሓቲትና ዝረኸብናዮ መልሲ ሒዝና ቀሪብና ኣለና ።