Watch FIFA World Cup 2026™

LIVE, FREE and EXCLUSIVE

ኣብ እዋን ኮቢድ ዝውህለል ዘሎ ዕዳ ብኸመይ ይተሓዝ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Settlement Guide

ኣብዚ ሓደ ዓመት ኣቑጺሩ ዘሎ ለበዳ ኮቪድ-19 ፡ ብዙሓት ኣውስትራሊያዊያን ኣብ ብዙሕ ናይ ውልቂ ልቓሕ ተጸሚዶም ወጻኢታት ስድራቤቶምን መነባብሮኦምን ንምሽፋን ኣብ ከቢድ ናይ ምውሳኽ ዕዳ ኣትዮም ይርከቡ ። ዕዳኻ ካብ ቁጽጽርካ ወጻኢ እንተኾይኑ ፣ ናጻን ምስጢራውን ናይ ገንዘብ ምኽሪ ኣገልግሎታት ንኩነታትካ ንምግምጋምን ንምምሕዳር ዘድሊ ናይ ካሕሳ ውጥን ንምቕራብን ክሕግዘካ ይኽእል ።

Published

Source: SBS

Share this with family and friends

ኣብዚ ሓደ ዓመት ኣቑጺሩ ዘሎ ለበዳ ኮቪድ-19 ፡ ብዙሓት ኣውስትራሊያዊያን ኣብ ብዙሕ ናይ ውልቂ ልቓሕ ተጸሚዶም ወጻኢታት ስድራቤቶምን መነባብሮኦምን ንምሽፋን ኣብ ከቢድ ናይ ምውሳኽ ዕዳ ኣትዮም ይርከቡ ። ዕዳኻ ካብ ቁጽጽርካ ወጻኢ እንተኾይኑ ፣ ናጻን ምስጢራውን ናይ ገንዘብ ምኽሪ ኣገልግሎታት ንኩነታትካ ንምግምጋምን ንምምሕዳር ዘድሊ ናይ ካሕሳ ውጥን ንምቕራብን ክሕግዘካ ይኽእል ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now