POV (point of view) of Australian man enjoying drinking a beer from a glass bottle while his daughter roasting marshmallow in campfire. Credit: Rafael Ben-Ari/Getty Images
ኣልኮል ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ናይ ብዙሓት ሰባት ማሕበራዊ ህይወት ዓቢ ግደ ኣለዎ ። ይኹን እምበር ፡ እቶም ኣልኮላዊ መስተ ፡ ካብ መጠን ንላዕሊ ዝሰትዩ ፡ ንርእሶምን ንኻልኦትን ድማ ኣብ ሓደጋ የእትዉ እዮም ። ሓደ እነፍቅሮ ሰብ ፡ ጽግዕተኛነት ኣልኮላዊ መስተ እንተ ኣልይዎ ፡ ብኸመይ ኽንሕግዞ ከም እንኽእል ኣብዚ ክንርእይ ኢና ። Published 5 October 2022 11:58am
By Chiara Pazzano
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content Share this with family and friends
ኣልኮል ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ናይ ብዙሓት ሰባት ማሕበራዊ ህይወት ዓቢ ግደ ኣለዎ ። ይኹን እምበር ፡ እቶም ኣልኮላዊ መስተ ፡ ካብ መጠን ንላዕሊ ዝሰትዩ ፡ ንርእሶምን ንኻልኦትን ድማ ኣብ ሓደጋ የእትዉ እዮም ። ሓደ እነፍቅሮ ሰብ ፡ ጽግዕተኛነት ኣልኮላዊ መስተ እንተ ኣልይዎ ፡ ብኸመይ ኽንሕግዞ ከም እንኽእል ኣብዚ ክንርእይ ኢና ።