SKIP TO MAIN CONTENT

ስራሕ ብኸመይ ይድለ?

: Electrician [Credit: Pixabay/Public Domain
: Electrician [Credit: Pixabay/Public Domain Source: : Electrician [Credit: Pixabay/Public Domain

ሓደስቲ ስደተኛታት ስራሕ ንኽረኽቡ ኣዚዮም እዮም ዝጽገሙ፡ ናይዚ ዓዲ ተመኩሮ ስራሕ ዘይምህላው፡ ቋንቋ፡ ባህሊ ካልእ ዓዲ ምስዚ ናይዚ ዓዲ ዘይምቅዳውን ካልእን ተወሳኺ ስራሕ ንዘይምርካብ ዓብቀጽቲ ረቛሒታት እዮም። ሓደ ካብ መገዲታት ስራሕ ንምርካብ እቲ ብመንግስቲ ዝቖመ ብ "Jobactive" ዝበሃል ፕሮግራም እዩ፡ተወሳኺ ሓበሬታ ኣብዚ ክጸንሓኩም እዩ።

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሓደስቲ ስደተኛታት ስራሕ ንኽረኽቡ ኣዚዮም እዮም ዝጽገሙ፡ ናይዚ ዓዲ ተመኩሮ ስራሕ ዘይምህላው፡ ቋንቋ፡ ባህሊ ካልእ ዓዲ ምስዚ ናይዚ ዓዲ ዘይምቅዳውን ካልእን ተወሳኺ ስራሕ ንዘይምርካብ ዓብቀጽቲ ረቛሒታት እዮም። ሓደ ካብ መገዲታት ስራሕ ንምርካብ እቲ ብመንግስቲ ዝቖመ ብ "Jobactive" ዝበሃል ፕሮግራም እዩ፡ተወሳኺ ሓበሬታ ኣብዚ ክጸንሓኩም እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now