Source: Pixabay / Photo: Pixabay/Fgyongyverብዛዕባ ገማግም ባሕሪ ኣውስትራልያ ክንሓስብ ከለና መብዛሕትኡ ግዜ ነባሪ ዓሳ/ከልቢ ዓሳ/ሻርክ ከይረኽቡና’ዩ ኣብ ኣእምሮና ዝመጸና። ከም ሓንቲ ዓባይ ደሴታዊት ሃገር መጠን፣ ኣውስትራልያ ብዙሓት ዝዓይነቶም ሻርክ ኣለውዋ። እንተኾነ ግን እቶም መብዛሕትኦም ዓይነታት ሻርክ ንደቂ ሰባት ንእሽቶ ወይ ድማ ዋላ ሓንቲ ስግኣት የብሎምን። እቶም ማዕበላት ክስበሩ እንከለዉ ኣንጻሩ ዝንቀሳቐሱ ዋሕዚ ማያት ሪፕ ካረንትስ ንብሎም ግን ካብ’ቶም ዝዓበዩን ብብዝሒ ዘጋጥሙን ሓደጋታት ዝፈጥሩ ኣብ ገማግም ባሕሪ ኣውስትራልያ ተባሂሎም ይቑጸሩ። ኣበይን መዓስን ክትሕንብሱ ከም ዘለኩም ምፍላጥ ኣንጻር’ዞም ስግኣት ሓደጋታት ኣብ ገማግም ባሕሪ እቲ ዝበለጸ መከላኸሊ እዩ።
Published
By Melissa Compagnoni
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ብዛዕባ ገማግም ባሕሪ ኣውስትራልያ ክንሓስብ ከለና መብዛሕትኡ ግዜ ነባሪ ዓሳ/ከልቢ ዓሳ/ሻርክ ከይረኽቡና’ዩ ኣብ ኣእምሮና ዝመጸና። ከም ሓንቲ ዓባይ ደሴታዊት ሃገር መጠን፣ ኣውስትራልያ ብዙሓት ዝዓይነቶም ሻርክ ኣለውዋ። እንተኾነ ግን እቶም መብዛሕትኦም ዓይነታት ሻርክ ንደቂ ሰባት ንእሽቶ ወይ ድማ ዋላ ሓንቲ ስግኣት የብሎምን። እቶም ማዕበላት ክስበሩ እንከለዉ ኣንጻሩ ዝንቀሳቐሱ ዋሕዚ ማያት ሪፕ ካረንትስ ንብሎም ግን ካብ’ቶም ዝዓበዩን ብብዝሒ ዘጋጥሙን ሓደጋታት ዝፈጥሩ ኣብ ገማግም ባሕሪ ኣውስትራልያ ተባሂሎም ይቑጸሩ። ኣበይን መዓስን ክትሕንብሱ ከም ዘለኩም ምፍላጥ ኣንጻር’ዞም ስግኣት ሓደጋታት ኣብ ገማግም ባሕሪ እቲ ዝበለጸ መከላኸሊ እዩ።