(State Emergency Service via AP) Source: AAP / HOGP/APኣብ ዝሓለፉ ዓሰርተታት ዓመታት ኣውስትራሊያ ኣብ ታሪኻ ርእያቶ ዘይትፈልጥ ከቢድ ናይ ምዕልቕላቕ ፍጻመታት ርእያ እያ። ኣብ መንጎ 2020-2022, ዓቢ ክፋል መሬት ክልተ ክሳዕ ሰለስተ ሳዕ ብማይ ተደብዩ እዩ። ከቢድ ዝናብ ብተደጋጋሚ መስመራት ወሓይዝ ልዕሊ ዓቐን ክፈሱ ገይርዎም እዩ። ኣብ ገለ ንምዕልቕላቕ ማይ ዝተቓልዑ ማሕበረሰባት ትሕተ ቕርጺ፡ ገዛውቶምን ህይወቶም ከይተረፈውን ንሓደጋ ወዲቑ እዩ። ስለዚ፡ ከቢድ ኩነታት ኣየር ከምዝመጽእ ርጉጽ ምዃን ከመይ ጌርካ ይፍለጥ፡ ንምድላውከ እንታይ ክግበር ይከኣል? መንዩ ንሓገዝ ክሕተት ዘለዎ? ኣብዘለኻዮ ክትጸንሕ ወይስ ክትወጽእ’ዩ ዘለካ?
Published
By Claudianna Blanco
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ኣብ ዝሓለፉ ዓሰርተታት ዓመታት ኣውስትራሊያ ኣብ ታሪኻ ርእያቶ ዘይትፈልጥ ከቢድ ናይ ምዕልቕላቕ ፍጻመታት ርእያ እያ። ኣብ መንጎ 2020-2022, ዓቢ ክፋል መሬት ክልተ ክሳዕ ሰለስተ ሳዕ ብማይ ተደብዩ እዩ። ከቢድ ዝናብ ብተደጋጋሚ መስመራት ወሓይዝ ልዕሊ ዓቐን ክፈሱ ገይርዎም እዩ። ኣብ ገለ ንምዕልቕላቕ ማይ ዝተቓልዑ ማሕበረሰባት ትሕተ ቕርጺ፡ ገዛውቶምን ህይወቶም ከይተረፈውን ንሓደጋ ወዲቑ እዩ። ስለዚ፡ ከቢድ ኩነታት ኣየር ከምዝመጽእ ርጉጽ ምዃን ከመይ ጌርካ ይፍለጥ፡ ንምድላውከ እንታይ ክግበር ይከኣል? መንዩ ንሓገዝ ክሕተት ዘለዎ? ኣብዘለኻዮ ክትጸንሕ ወይስ ክትወጽእ’ዩ ዘለካ?