Credit: Press Associationኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ስድራቤት ፤ ዘቤታዊን ወሲባዊን መጥቃዕቲ ቀንዲ ናይ ጥዕናን ድሕንነትን ሳዕቤን ዘለዎም ጉዳያት እዮም ። ስታቲስቲክስ ከምዝሕብሮ ኣብ ኣውስትራሊያ ካብ ሓሙሽተ ሰባት ክልተ ዕድሚኦም ካብ 15 ዓመት ጀሚሮም ኣካላዊ ወይ ወሲባዊ መጥቃዕቲ ይፍጽሙ ። ኣብ ስድራቤት ዝፍጸም መጥቃዕቲ ንዝኾነ ሰብ ክጸሉ ይኽእል እዩ ፡ እንተኾነ ግን ኣብ ስደት ዝርከባ ደቂ ኣንስትዮ ሓገዝ ክረኽባ ኣብ ዝደልያሉ እዋን ተወሳኺ ዕንቅፋታት የጋጥመን ።
Published
By Audrey Bourget, Claudianna Blanco
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ስድራቤት ፤ ዘቤታዊን ወሲባዊን መጥቃዕቲ ቀንዲ ናይ ጥዕናን ድሕንነትን ሳዕቤን ዘለዎም ጉዳያት እዮም ። ስታቲስቲክስ ከምዝሕብሮ ኣብ ኣውስትራሊያ ካብ ሓሙሽተ ሰባት ክልተ ዕድሚኦም ካብ 15 ዓመት ጀሚሮም ኣካላዊ ወይ ወሲባዊ መጥቃዕቲ ይፍጽሙ ። ኣብ ስድራቤት ዝፍጸም መጥቃዕቲ ንዝኾነ ሰብ ክጸሉ ይኽእል እዩ ፡ እንተኾነ ግን ኣብ ስደት ዝርከባ ደቂ ኣንስትዮ ሓገዝ ክረኽባ ኣብ ዝደልያሉ እዋን ተወሳኺ ዕንቅፋታት የጋጥመን ።