ናይ ጥሮታ ገንዘብካ ብኸመይ ትከላኸሎ፡ ንዝጠፍአ ብኸመይ ትረኽቦን ናብ ወጻኢ ምስትገይሽ እንታይ ትገብርን (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Capture.JPG

Credit: AAP

ናይ ኣውስትራሊያ ስርዓተ ጡረታ ሓደ ኣስራሒ ንጥሮታ ሰራሕተኛ ዝውዕል ብስሩዕ ኣብቲ ማዕከን ጥሮታ ወይ ሱፐር ገንዘብ ከቐምጥ የገድድ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ስሩዕ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ጥሮታ ወይ ሱፐር ገንዘብካ ምስዝጠፍእ ብኸመይ ክርከብ ከምዝከኣል ዝሕብር እዩ። ብተወሳኺ ናብ ወጻኢ ሃገር ኽትግዕዙ ከለኹም ወይውን ክትሞቱ ከለኹም ሱፐራኑዌሽንኹም ወይ ናይ ጥሮታ ገንዘብኩም እንታይ እዩ ዘጋጥሞ? ክንርእዮ ኢና።



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service
ናይ ጥሮታ ገንዘብካ ብኸመይ ትከላኸሎ፡ ንዝጠፍአ ብኸመይ ትረኽቦን ናብ ወጻኢ ምስትገይሽ እንታይ ትገብርን (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) | SBS Tigrinya