Credit: Tony Feder/Getty Imagesኣውስትራልያ ፡ ብተደጋጋሚ ብርቱዕ ህቦብላን ምዕልቕላቕ ማይን የጋጥማ ኣሎ ፣ ድሕሪ ነፍሲወከፍ ዘጋጥም ባህርያዊ ሓደጋታት ማሕበረሰባት ከኣ ናብ ንቡር ንምምላስ ነዊሕ ጉዕዞ ይጽበዮም ። እቲ ዝናብ ድው ምስበለ ግና ፡ ከመይ ጌርካ ናብ ቤትካ ብሰላም ትምለስን ተጽርዮን ደገፍ ትረክብን ? ድሕሪ ሓደጋ እንታይ ኣገዳሲ ስጕምትታት ክንወስድ ከም ዘሎና ምስ ክኢላታት ተዘራሪብና ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና ።
Published
By Audrey Bourget
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ኣውስትራልያ ፡ ብተደጋጋሚ ብርቱዕ ህቦብላን ምዕልቕላቕ ማይን የጋጥማ ኣሎ ፣ ድሕሪ ነፍሲወከፍ ዘጋጥም ባህርያዊ ሓደጋታት ማሕበረሰባት ከኣ ናብ ንቡር ንምምላስ ነዊሕ ጉዕዞ ይጽበዮም ። እቲ ዝናብ ድው ምስበለ ግና ፡ ከመይ ጌርካ ናብ ቤትካ ብሰላም ትምለስን ተጽርዮን ደገፍ ትረክብን ? ድሕሪ ሓደጋ እንታይ ኣገዳሲ ስጕምትታት ክንወስድ ከም ዘሎና ምስ ክኢላታት ተዘራሪብና ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና ።
Check out our podcast collection here