Credit: Moment RF / Javier Zayas Photography/Getty Imagesነቲ ኣብ ቤትካ ዝርከብ ዕምሩ ዝሓለፎ ኤለክትሮኒካዊ ኣቕሑ እንታይ ትገብሮ ? ኣብ መላእ ኣውስትራልያ ፡ e-waste ኤለክትሮኒካዊ ጎሓፍ ናብ መሬት ከይጓሕፍ ዝኽልክል ሕጊ ኣሎ ። እዚ ማለት ከም ቲቪታት ፡ ኮምፕዩተራት ፡ ሞባይል ቴሌፎን ፡ ባተሪታት ፡ ስማርት መሳርሒታት ፡ ከምኡውን ዝኾነ ነገር ምስ ኤለክትሪክ ክተሓዝ ዝኽእል ነገራት ናብ ስሩዕን ገንኢ መጉሓፊ ገዛ ክትድርቢ ኣይትኽእልን ኢኻ ። እንተዀነ ግን: ነዚ ኵሉ ፍርያት እንደገና ክምስርሓሉ ዝኽእል መገድታት ኣሎ ። ነቲ ዘይተደልየ ኤለክትሮኒካዊ ኣቕሑን ባተሪታትን ንምውጋድ ብዘይዋጋ ንምውጋድ ብዛዕባ ዘሎ ኣማራጺታት ኣብዚ ክንርእይ ኢና ።
Published
By Zoe Thomaidou
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ነቲ ኣብ ቤትካ ዝርከብ ዕምሩ ዝሓለፎ ኤለክትሮኒካዊ ኣቕሑ እንታይ ትገብሮ ? ኣብ መላእ ኣውስትራልያ ፡ e-waste ኤለክትሮኒካዊ ጎሓፍ ናብ መሬት ከይጓሕፍ ዝኽልክል ሕጊ ኣሎ ። እዚ ማለት ከም ቲቪታት ፡ ኮምፕዩተራት ፡ ሞባይል ቴሌፎን ፡ ባተሪታት ፡ ስማርት መሳርሒታት ፡ ከምኡውን ዝኾነ ነገር ምስ ኤለክትሪክ ክተሓዝ ዝኽእል ነገራት ናብ ስሩዕን ገንኢ መጉሓፊ ገዛ ክትድርቢ ኣይትኽእልን ኢኻ ። እንተዀነ ግን: ነዚ ኵሉ ፍርያት እንደገና ክምስርሓሉ ዝኽእል መገድታት ኣሎ ። ነቲ ዘይተደልየ ኤለክትሮኒካዊ ኣቕሑን ባተሪታትን ንምውጋድ ብዘይዋጋ ንምውጋድ ብዛዕባ ዘሎ ኣማራጺታት ኣብዚ ክንርእይ ኢና ።