Credit: Caspar Benson/Getty Images/fStopቤትና እቲ ዝበለጸ ምሹእ መንበሪናይ እዩ ። እዚ ስምዒት እዚ ግን ምስ ጐረባብትና ኣብ ዘይንስማማዓሉ እዋን እናነከየ ወይ እናጠፍአ ክኸይድ ይኽእል እዩ ። ሓደ ሓደ ግዜ ናይ ሓደ ጎረቤት ተግባር ወይከኣ ባህሪ ኣሉታዊ ጽልዋ ከሕድረልካ ይኽእል እዩ ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ መደብ ፡ ምስ ጎረባብትና ክለዓል ዝኽእል ዘይምስምማዕን ብዛዕባ መገዲታት ኣፈታትሕ ኡን ክንድህስስ ኢና ፣ ስለዚ ፡ ንዝፍጸም ዘይምስምማዕ ኵነታት ብኸመይ ብዝበለፀ መገዲ ክትፈትሖ ከም እትኽእል ክትውስን ዘኽእል እዩ ።
Published
By Zoe Thomaidou
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ቤትና እቲ ዝበለጸ ምሹእ መንበሪናይ እዩ ። እዚ ስምዒት እዚ ግን ምስ ጐረባብትና ኣብ ዘይንስማማዓሉ እዋን እናነከየ ወይ እናጠፍአ ክኸይድ ይኽእል እዩ ። ሓደ ሓደ ግዜ ናይ ሓደ ጎረቤት ተግባር ወይከኣ ባህሪ ኣሉታዊ ጽልዋ ከሕድረልካ ይኽእል እዩ ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ መደብ ፡ ምስ ጎረባብትና ክለዓል ዝኽእል ዘይምስምማዕን ብዛዕባ መገዲታት ኣፈታትሕ ኡን ክንድህስስ ኢና ፣ ስለዚ ፡ ንዝፍጸም ዘይምስምማዕ ኵነታት ብኸመይ ብዝበለፀ መገዲ ክትፈትሖ ከም እትኽእል ክትውስን ዘኽእል እዩ ።