Boşanmak istemek bile Türkiye'de kadınlar için başlı başına büyük bir tehlike. Source: Getty / Getty Imagesፍትሕ ሓደ ካብቲ ሰባት ኣብ ህይወቶም ኽወስድዎ ዝኽእሉ ውጥረት ዝመልኦ ምስግጋር ናይ ህይወት እዩ ። ናብ ቤት-ፍርዲ ንኽትከዱ ልዑል ናይ ገንዘብን ስምዒታውን ወጻኢታት ስለዘስዕብ ፡ ናይ ኣውስትራሊያ ሕጋዊ ስርዓት ቅድሚ ናብ ሕጋዊ መስርሕ ምእታው ፡ብስድራቤታዊ ዕርቂን ሽምግልናን ንዘይምርድዳእ ክፈትሑ ክፍትኑ የተባብዕ።
Published
By Claudianna Blanco
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ፍትሕ ሓደ ካብቲ ሰባት ኣብ ህይወቶም ኽወስድዎ ዝኽእሉ ውጥረት ዝመልኦ ምስግጋር ናይ ህይወት እዩ ። ናብ ቤት-ፍርዲ ንኽትከዱ ልዑል ናይ ገንዘብን ስምዒታውን ወጻኢታት ስለዘስዕብ ፡ ናይ ኣውስትራሊያ ሕጋዊ ስርዓት ቅድሚ ናብ ሕጋዊ መስርሕ ምእታው ፡ብስድራቤታዊ ዕርቂን ሽምግልናን ንዘይምርድዳእ ክፈትሑ ክፍትኑ የተባብዕ።