A vendor arranges fresh fruit at his roadside stall in the central business district of Sydney Source: AFP, Getty / SAEED KHAN/AFP via Getty Imagesኣብ ኣውስትራሊያ ስራሕ ንግዲ ወይ ቢዝነስ ምጅማር ብዙሕ ረብሓታት ኣለዎ ። ኣውስትራሊያ ን ፈጠራን ንስርሕ ምፍጣርንት ድልዱል ትሕተ ቅርጺ ብምቕራብ፤ ኪኢላዊ ዓቕሚ ሰብ ብምቕራብን ፤ ከምኡ "ውን ብናይ መንግስቲ ተበግሶታት ንዕብየት ነኣሽቱ ንግዲ ንምትብባዕ ናጻ ምወላታት፡ ገንዘባዊ ሓገዝን ናይ ግብሪ ምጉዳልን ኣቢላ ትድግፍ ።
Published
By Maram Ismail
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣብ ኣውስትራሊያ ስራሕ ንግዲ ወይ ቢዝነስ ምጅማር ብዙሕ ረብሓታት ኣለዎ ። ኣውስትራሊያ ን ፈጠራን ንስርሕ ምፍጣርንት ድልዱል ትሕተ ቅርጺ ብምቕራብ፤ ኪኢላዊ ዓቕሚ ሰብ ብምቕራብን ፤ ከምኡ "ውን ብናይ መንግስቲ ተበግሶታት ንዕብየት ነኣሽቱ ንግዲ ንምትብባዕ ናጻ ምወላታት፡ ገንዘባዊ ሓገዝን ናይ ግብሪ ምጉዳልን ኣቢላ ትድግፍ ።