ዓለማዊ ኣዋጅ መሰላት ደቂ ሰባት ዝጸደቐሉ መበል 70 ዓመት ንምዝካር ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ዓለም ንጥፈታት ክግበር ጀሚሩ። እቲ ንመሰረታዊ መሰላትን ካብ ደቂ ሰባት ዘይሕደጉ ናጽነታትን ዘኽብር ሰነድ ንፈለማ እዋን ዝተዳለወ ካልኣይ ኲናት ዓለም ምስተወደአ እዩ።
Share

Published
By Phillippa Carisbrooke
Source: SBS
Share this with family and friends

