SKIP TO MAIN CONTENT

“ሰብኣዊ መሰላት ኣብ እስራኤል ንደቀንስትዮ ኣይሁድ ጥራይ'ዩ ዝምልከት” ጋዜጠኛ ቨረድ ሊ

Silvana Tsegay murder puts focus on Eritrean women asylum seekers in Israel
Source: Haaretz

ቅትለት ጓል 12 ዓመት ኤርትራዊት ስደተኛ ዘርእዮ “ሰብኣዊ መሰላት ኣብ እስራኤል ንኣይሁድ ጥራይ’ዩ” ብምባል ጋዜጠኛ ቨረድ ሊ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ሃረዝ ዘስፈረቶ ጽሑፍ ይድምድም። ኤርትራዊያን ሓተትቲ ዑቕባ ኣብ እስራኤል ኣብ ናይ ቅልውላው ኩነታት ይርከቡ፡ ደቀንስትዮኦምን ጎራዙቶምን ከኣ እቲ ቀጻሊ እናወሰኸ ዝኸይድ ዘሎ ከቢድ ዋጋ ይኸፍላ’ለዋ ብምባል እታ ጋዜጠኛ ትቕጽል።

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቅትለት ጓል 12 ዓመት ኤርትራዊት ስደተኛ ዘርእዮ “ሰብኣዊ መሰላት ኣብ እስራኤል ንኣይሁድ ጥራይ’ዩ” ብምባል ጋዜጠኛ ቨረድ ሊ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ሃረዝ ዘስፈረቶ ጽሑፍ ይድምድም። ኤርትራዊያን ሓተትቲ ዑቕባ ኣብ እስራኤል ኣብ ናይ ቅልውላው ኩነታት ይርከቡ፡ ደቀንስትዮኦምን ጎራዙቶምን ከኣ እቲ ቀጻሊ እናወሰኸ ዝኸይድ ዘሎ ከቢድ ዋጋ ይኸፍላ’ለዋ ብምባል እታ ጋዜጠኛ ትቕጽል።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now