ኣብ ኤርትራ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ከምዘለውዎ ዝኸፍኡ ኮይኖም ይቕጽሉን ኲናት ኣብ ትግራይ ዘንቀሎ ኸኣ መሊሶም ይገዱን ኣለዉ ክብል ህዩማን ራይትስ ዎች ኣብ ዓመታዊ ጸብጻቡ ገሊጹ። ዓለማዊ ጸብጻብ 2023 ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰላት ዝኾነ ህዩማን ራይትስ ዎች መበል 33 ጸብጻቡ ኣብ ከባቢ 100 ሃገራት ዘለዉ ኣተሓሕዛታት ሰብኣዊ መሰላት ገምጋም ሂቡ።
Share

Published
Updated
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Share this with family and friends
