ከቢድ ህቦቡላ ንኩባን ፍሎሪዳን የጥቅዕ

In this image made from a NASA livestream, Hurricane Ian is seen from the International Space Station on Wednesday, Sept. 28, 2022. Hurricane Ian made landfall in southwest Florida near Cayo Costa on Wednesday as a catastrophic Category 4 storm. (NASA via AP) Credit: AP
ኣብ ደሴት ኩባ ዕንወት ድሕሪ ምውራዱ ፡ ብርቱዕ ህቦብላ ኣብ ኣመሪካ ትርከብ ግዝኣት ፍሎሪዳ ብህቦቡላ ህሪኬን ተጠቒዓ። ሰበ-ስልጣን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ሰባት ካብመንበሪኦም ክወጹ ትእዛዝ ከውጽኡ ተገዲዶም ኣለዉ ፣ ነቶም ኣሸገርቲ እዋናት ዘሕልፉ ዝርከቡ ኩባኒያታት እዚ ክስተት ንዝያዳ መከራ ደርብይዎም ከምዘሎ ተፈሊጡ ኣሎ።
Share