Husien Abdelwasie Source: SBS Tigrinya“ኣስላም ናብዚ ዓዲ ክኣትዉ የብሎምን፡ ናብ ኣውስትራሊያ ዝኣትዉ ስደተኛታት መነ መን ክኾኑ ከምዝግብኦም ህዝቢ ኣውስትራሊያ ድምጺ ክህበሉ ኣለዎ…” ዝብሉን ካልእን ናይ ኲንስላንድ ሰነተር ፍረሰር ኣኒንግ ኣብ ሰኔት ዝገበሮ ፈላላዪን ዓሌታዊን መደረ፡ ንብዙሓት ኣጉህዩ ቀንዲ መዛረቢ ዛዕባ ኮይኑ ቀኒዩ። ኣብ ማሕበረሰባት ዘሎ ስምዒትን መልሰ ግብሪን እንታይ ከምዝመስል ንኡስታዝ ሑሴን ዓብደልዋስዕ ሓቲትናዮ ኣለና።
“ኣስላም ናብዚ ዓዲ ክኣትዉ የብሎምን፡ ናብ ኣውስትራሊያ ዝኣትዉ ስደተኛታት መነ መን ክኾኑ ከምዝግብኦም ህዝቢ ኣውስትራሊያ ድምጺ ክህበሉ ኣለዎ…” ዝብሉን ካልእን ናይ ኲንስላንድ ሰነተር ፍረሰር ኣኒንግ ኣብ ሰኔት ዝገበሮ ፈላላዪን ዓሌታዊን መደረ፡ ንብዙሓት ኣጉህዩ ቀንዲ መዛረቢ ዛዕባ ኮይኑ ቀኒዩ። ኣብ ማሕበረሰባት ዘሎ ስምዒትን መልሰ ግብሪን እንታይ ከምዝመስል ንኡስታዝ ሑሴን ዓብደልዋስዕ ሓቲትናዮ ኣለና።