Source: anNewyorkሰሙናዊ መደብ ስፖርት (15/06/2020) ለበዳ ኮቪድ-19 አህጉራውያን ግጥማት ከይካየዱ ዕንቅፋት ስለዝኾነ ተርታ ሃገራት ኩ'እግሪ ፊፋ ከምዘለዎ ቀጺሉ፡ ፕረዚደንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ግጥማት ኩ’እግሪ ኣሜሪካ፡ ሃገራዊ መዝሙር ክዝመር እንከሎ ተጻወቲ ደው ክብሉ ድሕሪ ደጊም ስለዘይግደዱ ድሕሪ ሕጂ ኣይዕዘቦን’የ ኢሉ፡ አትሌታት ንጸረ ዓሌታዊ አድልዎታት ዝቃወሙ ምንቅስቃሳት ብምድጋፍ ክንብርከኹ ዝኽልክሎም አብ አህጉራዊ ኮሚተ ኦሎምፒክስ ሰፊሩ ዘሎ መምርሒ ሰብአዊ መሰላት ዝጥሕስ'ዩ ተባሂሉ፡ ተጻዋታይ ጋንታ ኮሊንግዉድ ዝነበረ ሀሪየተር ሉሙምባ እታ ጋንታ ንሱ ምስአ አብ ዝጻወተሉ ዝነበረ እዋን ንዘጋጠሞ ክስታት ዓሌታዊ አድልዎ ብወግዒ አፍልጦ ክሳብ ትህብ አብ ስቱር ሽምግልና ክሳተፍ ድሌት ከምዘይብሉ አፍሊጡ
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (15/06/2020) ለበዳ ኮቪድ-19 አህጉራውያን ግጥማት ከይካየዱ ዕንቅፋት ስለዝኾነ ተርታ ሃገራት ኩ'እግሪ ፊፋ ከምዘለዎ ቀጺሉ፡ ፕረዚደንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ግጥማት ኩ’እግሪ ኣሜሪካ፡ ሃገራዊ መዝሙር ክዝመር እንከሎ ተጻወቲ ደው ክብሉ ድሕሪ ደጊም ስለዘይግደዱ ድሕሪ ሕጂ ኣይዕዘቦን’የ ኢሉ፡ አትሌታት ንጸረ ዓሌታዊ አድልዎታት ዝቃወሙ ምንቅስቃሳት ብምድጋፍ ክንብርከኹ ዝኽልክሎም አብ አህጉራዊ ኮሚተ ኦሎምፒክስ ሰፊሩ ዘሎ መምርሒ ሰብአዊ መሰላት ዝጥሕስ'ዩ ተባሂሉ፡ ተጻዋታይ ጋንታ ኮሊንግዉድ ዝነበረ ሀሪየተር ሉሙምባ እታ ጋንታ ንሱ ምስአ አብ ዝጻወተሉ ዝነበረ እዋን ንዘጋጠሞ ክስታት ዓሌታዊ አድልዎ ብወግዒ አፍልጦ ክሳብ ትህብ አብ ስቱር ሽምግልና ክሳተፍ ድሌት ከምዘይብሉ አፍሊጡ