ኣዚ ኣብ ሬዲዮን ተለቪዥንን SBS ብተኸታታሊ ዝቐርብ ዘሎ መደብ መንነት ኣብዛ ሕብረ ብዙሕ ባህሊ ሃገር፡ ብምጥማት ሎሚ ኣውስትራሊያዊ ምዃን እንታይ ማለትይ ንምድህሳስ እዩ። ንሎሚ ንመንነት ኣባል ፈደራል ሰልፊ ለበር ዝኾነት ማሪያ ቫምቫኪኖ ክንድህስስ ኢና።
Share
Published
Updated
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends