Police are seen separating Anti-immigration protesters and Pro-immigration protesters during a rally against anti immigration protesters , in Brisbane, Sunday, August 31, 2025. (AAP Image/Darren England) NO ARCHIVING Source: AAP / DARREN ENGLAND/AAPIMAGE
ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ-ሰንበት ፡ ብኣሽሓት ዝቝጸሩ ሰባት ኣብ መላእ ኣውስትራልያ ኣንጻር ስደት ኣብ ዝግበር ዝነበረ ሰላማዊ ሰልፊ ገይሮም ነይሮም ። መበገሲ ናይቶም ኣዳልወቲ እቲ መደብ "ምረሻ ንኣውስትራልያ' ኢሎም ዝጽውዕዋ ኮይኑ ፡ "ጃምላዊ ፍልሰት" ደው ንምባል ዝቐረበ ጻውዒት እዩ ነይሩ ፣ ተቓወምቲ ከም ምኽንያት ቅልውላው ኣባይቲ ፡ ክብሪ ዋጋ መነባብሮ ብሰንኪ ናብዚ ሃገር ዝኣትዉ ብዝሒ ስደተኛታት ምዃኑ ይዛረቡ ። ክኢላታት ከም ዝገልጽዎ ፡ ኣንጻር ምእታው ስደተኛታት ኣብ ዝግበር ሰላማዊ ሰልፊታት ሓደ ስጊንጢር ኣሎ ። እቶም ተቓወምቲ ፡ ዉሑዳት ናይቶም ኣብ ቊጠባን ስራሕን ኣብ መጻእን እታ ሃገር ዝምክቱ ዘለዉ ምዃኖም እዩ ። Published 4 September 2025 8:41am
By Angelica Waite
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content Share this with family and friends
ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ-ሰንበት ፡ ብኣሽሓት ዝቝጸሩ ሰባት ኣብ መላእ ኣውስትራልያ ኣንጻር ስደት ኣብ ዝግበር ዝነበረ ሰላማዊ ሰልፊ ገይሮም ነይሮም ። መበገሲ ናይቶም ኣዳልወቲ እቲ መደብ "ምረሻ ንኣውስትራልያ' ኢሎም ዝጽውዕዋ ኮይኑ ፡ "ጃምላዊ ፍልሰት" ደው ንምባል ዝቐረበ ጻውዒት እዩ ነይሩ ፣ ተቓወምቲ ከም ምኽንያት ቅልውላው ኣባይቲ ፡ ክብሪ ዋጋ መነባብሮ ብሰንኪ ናብዚ ሃገር ዝኣትዉ ብዝሒ ስደተኛታት ምዃኑ ይዛረቡ ። ክኢላታት ከም ዝገልጽዎ ፡ ኣንጻር ምእታው ስደተኛታት ኣብ ዝግበር ሰላማዊ ሰልፊታት ሓደ ስጊንጢር ኣሎ ። እቶም ተቓወምቲ ፡ ዉሑዳት ናይቶም ኣብ ቊጠባን ስራሕን ኣብ መጻእን እታ ሃገር ዝምክቱ ዘለዉ ምዃኖም እዩ ። Check out our podcast collection here