SKIP TO MAIN CONTENT

ኣውስትራሊያ ኣብ ዓመት እተእትዎ ብዝሒ ስደተኛ ክንደይ ይኹን፧

Feature
Traffic backed up on Sydney's Harbour Bridge Source: AAP

ኣውስትራሊያ እተእትዎ ብዝሒ ስደተኛታት ከተጉድል ቀዳማይ ሚኒስተር ስኮት ሞሪሰን ሓሳብ ኣቕሪቡ። ኣብዚ ተወሊዑ ዘሎ ሓድሽ ዛዕባ ክትዕ ብዝሒ ህዝቢ፡ ክፍለግዝኣታት ክንደይ ህዝቢ ክቕበላ ዓቕሚ ከምዘለወን መልሲ ክህባኦ ሚስተር ሞሪሰን ሓቲቱ ኣሎ። እንተኾነ ገለ ተንተንቲ ከምዘጠንቅቕዎ ብዝሒ ዝኣትዉ ስደተኛታት ምጉዳል ማለት ነቲ ድሮ ዘሎ ሕጽረት ሰራሕተኛታት ዘጋድድ እዩ።

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣውስትራሊያ እተእትዎ ብዝሒ ስደተኛታት ከተጉድል ቀዳማይ ሚኒስተር ስኮት ሞሪሰን ሓሳብ ኣቕሪቡ። ኣብዚ ተወሊዑ ዘሎ ሓድሽ ዛዕባ ክትዕ ብዝሒ ህዝቢ፡ ክፍለግዝኣታት ክንደይ ህዝቢ ክቕበላ ዓቕሚ ከምዘለወን መልሲ ክህባኦ ሚስተር ሞሪሰን ሓቲቱ ኣሎ። እንተኾነ ገለ ተንተንቲ ከምዘጠንቅቕዎ ብዝሒ ዝኣትዉ ስደተኛታት ምጉዳል ማለት ነቲ ድሮ ዘሎ ሕጽረት ሰራሕተኛታት ዘጋድድ እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now