Credit: People on Bicyclesብሽክለታ ምዝዋር ኣብ ኣውስትራሊያ ልሙድ ዝኾነ ዓይነት መጓዓዚያ እዩ ፤ ንስፖርታዊ ፤ ንምዝንጋዕን ንመጓዓዝያን ሰባት ብሽክሌታ ምዝዋር የዘውትሩ። ከከም ኣብ ትነብረሉ ከባቢ ናይ ብሽክሌታ መንገዲ ፣ መስመራት ብሽክሌታን ትሕተ ቅርጺ ክህልዉ ይኽእሉ እዮም። ከምኡ "ውን ኣብ ከባቢኻ ዝርከቡ ናይ ብሽክሌታ ጉጅለታት ምዝዋር ወይ ስፖርታዊ ውድድር ዘወሃህዱ ትካላት ዝኣመሰሉ ናይ ብሽክሌታ ይህልዉ ይኾኑ ። ንቆልዑን ዓበይትን ፡ ብሽክለታ ምዝዋር ክመሃሩ ባህታ ዝፈጥር እዮ ፡ ከመይ ጌርካ ብዘይ ጸገም ከም እትዝውር ምፍላጥ ከኣ ኣገዳሲ እዩ ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ብሽክለታ ምዝዋር ኣብ ኣውስትራሊያ ልሙድ ዝኾነ ዓይነት መጓዓዚያ እዩ ፤ ንስፖርታዊ ፤ ንምዝንጋዕን ንመጓዓዝያን ሰባት ብሽክሌታ ምዝዋር የዘውትሩ። ከከም ኣብ ትነብረሉ ከባቢ ናይ ብሽክሌታ መንገዲ ፣ መስመራት ብሽክሌታን ትሕተ ቅርጺ ክህልዉ ይኽእሉ እዮም። ከምኡ "ውን ኣብ ከባቢኻ ዝርከቡ ናይ ብሽክሌታ ጉጅለታት ምዝዋር ወይ ስፖርታዊ ውድድር ዘወሃህዱ ትካላት ዝኣመሰሉ ናይ ብሽክሌታ ይህልዉ ይኾኑ ። ንቆልዑን ዓበይትን ፡ ብሽክለታ ምዝዋር ክመሃሩ ባህታ ዝፈጥር እዮ ፡ ከመይ ጌርካ ብዘይ ጸገም ከም እትዝውር ምፍላጥ ከኣ ኣገዳሲ እዩ ።