Credit: SBS/Aaron Fernandesማሃትማ ጋንዲ ኣብቲ ኣንጻር ግዝኣት ብሪጣንያ ዝግበር ዝነበረ ቃልሲ ፡ ጎነጽ ዘይብሉ ቃልሲ ብምምርሑ እዩ ፡ ኣብ መላእ ዓለም ብኣኽብሮት ስሙ ዝጽዋዕ ። ይኹን እምበር ፡ ህይወቱን ሓድጉን ኣብ ሕንዲ እናሰሓሓበ ይኸይድ ኣሎ ፣ ካብቶም ሃገራውያን የማናይ ክንፊ ዝዀኑ ሰዓብቲ እምነት ሂንዱ ፡ ጋንዲ ኸዳዕን ሸያጢ ሃገርን ብምባል ንጋንዲ ዝቐተለ ከም ጣኦት ዜምልኽሉ ቤት መቕደስ ሃኒጾም ከምልኹ ጀሚሮም ኣለዉ። ወኪል SBS News ኤሽያ ኣሮን ፈርናንደስ ዘቕረቦ ጸብጻብ ቀሪቡ ኣሎ።
Published
By Aaron Fernandes
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ማሃትማ ጋንዲ ኣብቲ ኣንጻር ግዝኣት ብሪጣንያ ዝግበር ዝነበረ ቃልሲ ፡ ጎነጽ ዘይብሉ ቃልሲ ብምምርሑ እዩ ፡ ኣብ መላእ ዓለም ብኣኽብሮት ስሙ ዝጽዋዕ ። ይኹን እምበር ፡ ህይወቱን ሓድጉን ኣብ ሕንዲ እናሰሓሓበ ይኸይድ ኣሎ ፣ ካብቶም ሃገራውያን የማናይ ክንፊ ዝዀኑ ሰዓብቲ እምነት ሂንዱ ፡ ጋንዲ ኸዳዕን ሸያጢ ሃገርን ብምባል ንጋንዲ ዝቐተለ ከም ጣኦት ዜምልኽሉ ቤት መቕደስ ሃኒጾም ከምልኹ ጀሚሮም ኣለዉ። ወኪል SBS News ኤሽያ ኣሮን ፈርናንደስ ዘቕረቦ ጸብጻብ ቀሪቡ ኣሎ።