Credit: Arkeria Roseህዝብታት ደሴት ኣቦርጅናልን ቶረስ ስትርን ልምድታቶም ንባህላዊ ታሪኾምን መንፈሳዊ እምነታቶምን ኣገዳሲ ፍልጠት ብዛዕባ ምድሮምን ንምግላጽ ነቲ ብኣፍ ዝመሓላለፍ ስነ-ጥበብ ይጥቀሙ ። ብዘይካዚ ፡ ስነ ጥበብ ነቲ ፍሉይ ባህሎምን ንፈጠራዊ ልምድታቶምን ዓሚቝ ኣድናቖት ንምግላጽ ዝሕግዝ መስኮት እዩ ። ኣብዚ ትሕዝቶ እዚ ፡ ህዝብታት ደሴት ኣቦርጂንን ቶረስ ስትርን ፡ እተፈላለየ ዓይነት ስነ-ጥበብ እናተጠቕሙ ፡ ነቲ ብኣፍ ዝመሓላለፍ ያታኦም ብኸመይ ከም ዝቕበልዎ ክንርኢ ኢና ።
Published
By Yumi Oba
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ህዝብታት ደሴት ኣቦርጅናልን ቶረስ ስትርን ልምድታቶም ንባህላዊ ታሪኾምን መንፈሳዊ እምነታቶምን ኣገዳሲ ፍልጠት ብዛዕባ ምድሮምን ንምግላጽ ነቲ ብኣፍ ዝመሓላለፍ ስነ-ጥበብ ይጥቀሙ ። ብዘይካዚ ፡ ስነ ጥበብ ነቲ ፍሉይ ባህሎምን ንፈጠራዊ ልምድታቶምን ዓሚቝ ኣድናቖት ንምግላጽ ዝሕግዝ መስኮት እዩ ። ኣብዚ ትሕዝቶ እዚ ፡ ህዝብታት ደሴት ኣቦርጂንን ቶረስ ስትርን ፡ እተፈላለየ ዓይነት ስነ-ጥበብ እናተጠቕሙ ፡ ነቲ ብኣፍ ዝመሓላለፍ ያታኦም ብኸመይ ከም ዝቕበልዎ ክንርኢ ኢና ።