Credit: Image Peter Lieverdink.ኣብ ትሕቲ ዘብለጭልጩ ከዋኽብቲ ፡ ከምኡ "ውን ኣብ ዘይቁጸረሉ ዑደታት ወርሒ ፡ ባህልን ህላወን ቀዳሞት ኣህዛብ ኣውስትራልያ ፡ ኣሽሓት ዓመታት ሓሊፉ ኣሎ ። ብዛዕባ ፍልጠት ስነ ኰዀብ ንህይወትን ሕግን ቀዳሞት ሰባት ጸልይዎ እዩ ። ካብቲ ዘደንቕ ጋላክሲ ክሳዕ መትዮራይት ጋላክሲ: ከምኡውን ካብ እተፈላለየ መድረኻት ዓውደ ወርሒ ብዛዕባ ናይ ደቀባት ስነ-ኰዀብን ብዛዕባ ኰዀብን ብዙሕ ክንመሃር ንኽእል ኢና ።
Published
By Phil Tucak
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣብ ትሕቲ ዘብለጭልጩ ከዋኽብቲ ፡ ከምኡ "ውን ኣብ ዘይቁጸረሉ ዑደታት ወርሒ ፡ ባህልን ህላወን ቀዳሞት ኣህዛብ ኣውስትራልያ ፡ ኣሽሓት ዓመታት ሓሊፉ ኣሎ ። ብዛዕባ ፍልጠት ስነ ኰዀብ ንህይወትን ሕግን ቀዳሞት ሰባት ጸልይዎ እዩ ። ካብቲ ዘደንቕ ጋላክሲ ክሳዕ መትዮራይት ጋላክሲ: ከምኡውን ካብ እተፈላለየ መድረኻት ዓውደ ወርሒ ብዛዕባ ናይ ደቀባት ስነ-ኰዀብን ብዛዕባ ኰዀብን ብዙሕ ክንመሃር ንኽእል ኢና ።