Tedros Adhanom Ghebreyesus, Director General of the WHO Source: AAPኦሚክሮን ቅልጡፍ ዝርጋሐኡ ኣብ ዝቐጸለሉ ውድብ ጥዕና ዓለም ብዛዕባ ኣገልግሎታት ጥዕና መላእ ዓለም ዘለዎ ስግኣት ገሊጹ። ክኢላታት፡ እዚ ለበዳ ዝወሰኸሉ እናገደደ ዝኸደ ኣድልዎ ቀረባትን ዕድልን ወይ ዘይማዕርነትን፡ ንሓደስቲ ዓሌታት ኮቪድ ድፍኢት ምሃቡ ክቕጽልን ዓለምለኻዊ ቅልውላው ጥዕና ከናውሖን ምዃኑ መጠንቀቕታ ምሃብ ይቕጽሉ’ለዉ።
ኦሚክሮን ቅልጡፍ ዝርጋሐኡ ኣብ ዝቐጸለሉ ውድብ ጥዕና ዓለም ብዛዕባ ኣገልግሎታት ጥዕና መላእ ዓለም ዘለዎ ስግኣት ገሊጹ። ክኢላታት፡ እዚ ለበዳ ዝወሰኸሉ እናገደደ ዝኸደ ኣድልዎ ቀረባትን ዕድልን ወይ ዘይማዕርነትን፡ ንሓደስቲ ዓሌታት ኮቪድ ድፍኢት ምሃቡ ክቕጽልን ዓለምለኻዊ ቅልውላው ጥዕና ከናውሖን ምዃኑ መጠንቀቕታ ምሃብ ይቕጽሉ’ለዉ።