SKIP TO MAIN CONTENT

"ናይ ህግሓኤን ተጋድሎ ሓርነትን ኣታሓሳስባታት (School of thoughts) ዘለዎ መንግስቲ ኣብ ወጻኢ ክቐውም'ዩ እቲ መደብ ዘሎ።" ዝርርብ ምስ ሳልሕ ጋዲ ጆሃር

Eritrean Government in Exile; conversation with Saleh Johar
Source: Negarit

ኣብዚ ቅሩብ እዋን ገለ ኣብ ወጻኢ ካብ ዝነብሩ ኤርትራዊያን፡ ኣብ ወጻኢ ናይ ልፍንቲ መንግስቲ ንምቛም ላዕሊ ታሕቲ ይብሉ ኣለዉ። በዓል መንዮም ነዚ ሓሳብ ዘንቀሳቕስዎ ዘለዉ? ንምንታይ ዕላማ? ብኸመይ ኣገባብን ዝብሉን ካልእ ሕቶታትን ክምልሰልና ን ኣቶ ሳልሕ ጋዲ ጆሃር ኣዛሪብናዮ ኣለና፡ ምሉእ ትሕዝቶኡ ኣብዚ ክትሰምዕዎ ይከኣል'ዩ።

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብዚ ቅሩብ እዋን ገለ ኣብ ወጻኢ ካብ ዝነብሩ ኤርትራዊያን፡ ኣብ ወጻኢ ናይ ልፍንቲ መንግስቲ ንምቛም ላዕሊ ታሕቲ ይብሉ ኣለዉ። በዓል መንዮም ነዚ ሓሳብ ዘንቀሳቕስዎ ዘለዉ? ንምንታይ ዕላማ? ብኸመይ ኣገባብን ዝብሉን ካልእ ሕቶታትን ክምልሰልና ን ኣቶ ሳልሕ ጋዲ ጆሃር ኣዛሪብናዮ ኣለና፡ ምሉእ ትሕዝቶኡ ኣብዚ ክትሰምዕዎ ይከኣል'ዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now